ንባብ ቤት Saint Yared August 04, 2021 Leave a Reply Saint Yared iconographic symbolism, with three major chants, Ge'ez, Ezel and ArarayThis article is about the Christian Saint YaredSain
ንባብ ቤት ገዳም ደብረ ጽጌ ጺዳርዋ ኣቡነ እንድርያስ December 08, 2020 Leave a Reply ገዳም ደብረ ጽጌ ጺዳርዋ ኣቡነ እንድርያስ (ሰፍኣ)ገዳም ደብረ ጽጌ ጺዳርዋ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ከባቢ ሰፍኣ ምብራቕ ካብ ዓዲ ፈለስቲ ኣብ 1760 ሜትሮ ብራኸ ይርከብ። እዚ ገዳም’ዚ ብ1327 ዓ.ም. ብዓቢይ ጻድቕ
ንባብ ቤት ገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቅ ቴድረር December 08, 2020 Leave a Reply ገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቅ ቴድረርገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቅ ቴድረር ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ካብ ከተማ ደቀምሓረ ንደቡብ 25 ኪሎ ሜትር ኣብ ከባቢ ቴድረር ዝርከብ፡ ታሪኻውን ጥንታውን ገዳም እዩ
ንባብ ቤት ገዳም ደብረ ሲና December 08, 2020 Leave a Reply ገዳም ደብረ ሲናገዳም ደብረ ሲና፡ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ንኡስ ዞባ ዒላበርዕድ ከባቢ መንሳዕ፡ ካብ ዒላበርዕድ ንሸነኽ ምሥራቕ ብእግሪ ናይ ክልተ ሰዓትን ፈረቓን ምስ ከድካ ዝርከብ ጥንታውን ታሪኻውን
ንባብ ቤት ገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቅ ቴድረር December 08, 2020 Leave a Reply ገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቅ ቴድረርገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቅ ቴድረር ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ካብ ከተማ ደቀምሓረ ንደቡብ 25 ኪሎ ሜትር ኣብ ከባቢ ቴድረር ዝርከብ፡ ታሪኻውን ጥንታውን ገዳም እዩ
ንባብ ቤት 'ትእምርተ ጽንዓት ሃይማኖት - ጥንታዊ ገዳም ደብረ ቢዘን' December 05, 2020 Leave a Reply ገዳም ደብረ ቢዘን‘ቢዘን’፦ ሚዛን፡ ማዕረ ማለት’ዩ። ከምቲ ወርቅን ብሩርን ብሚዛን ዝምዘን፡ ከምኡ ኸኣ ኣብ ደብረ ቢዘን ጻድቃንን ኃጥኣንን፡ ድኹማትን ፍጹማንን ዝምዘንሉ ገዳም እዩ። ገዳም ደብረ ቢዘን፥
ንባብ ቤት አንዳዴ ባሕር አቡነ ፊልጶስ November 25, 2020 Leave a Reply መእተዊ“በመኑ ንመስሎ ወምስለ መኑ ናስተዛውጎ”ኣብ ልዕሊ እቲ ዝፈጸምዎ ብርቱዕ ገድሊ፤ ዝመሥረትዎ ገዳም ብዘለዎ ኣገዳስን ተጠማትን ታሪኻዊን መልክዓ ምድራዊ ኣቐማምጣን ኣብ ሃገርናን ጐረባብትናን ጥራይ ዘይኮነስ